Posts

Warsay School Amstelveen's New Year & X-Mas Celebration

Image

ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማታ ሮተርዳምን ካምፕንን

Image
ብኣምባሳደር   ሃገረ   ኤርትራ ኣብ   ሕብረት   ኣውሮጳን   ተንቃሳቓሲ   ኣምባሳደር   ኣብ   ንግስነት ነዘርላንድን   ኣቶ ነጋሲ ካስ   ንህሉው ኩነታት ሃገርናን   ዞባናን ዝምልከት   ሰፈሕ   ህዝባዊ   ሰሚናር   ከካይድ   ስለዝኾነ   ኩሉኹም   ሃገራውያን   ነበርቲ   ከተማ   ሮተርዳምን   ካምፐንን   ክትሳተፉ   ብኣኽብሮት ንዕድም። The Eritrean Ambassador to the EU and   to the Netherlands, Mr. Negassi Kasa , will hold an extensive seminars on the current affairs of Eritrea to the public in Rotterdam and Kampen cities. Hence all Eritrean   Nationals living in Rotterdam & Kampen are   invited.  

ድሙቕ ዝኾነ ባህላዊ ፌስታ ኣብ ኣምስተልፌን

Image
ብቤት ትምህርቲ   ዋርሳይ ኣምስተልፌን  ንቀዳም ዕለት 9 ጥሪ 2016  (09-01-2016)  ብመኽንያት ሓድሽ  ዓመትን በዓል ልደትን ድሙቕ    ዝኾነ ባህላዊ ፌስታ ተዳልዩ  ኣሎ። ኣብዚ በዓል\ዚ ዝተፈላለዩ መደባት  ንመንእሰያትን  ንዓበይትን ዝኸውን  ባህላዊን ዘመናዊን ሙዚቓ ብወናም ክፍሎም ገ/ልኡል ተዳልዩ ኣሎ። ዝተፈላለየ መኣዛ ዘለዎ  ድራር ተቐሪብልኩም ኣሎ። ዕለት ፡   ቀዳም  9 ጥሪ  2016  (09--01-2016) ዝጅመረሉ ሰዓት ፡   17፡00   (ሰዓት ሓሙሽተ ድ.ቀ.) ዝውድኣሉ ሰዓት ፡   24፡00  (ፍርቂ  ለይቲ) ኣድራሻ ፡   Hermann Wesselink College            Startbaan 3            1185 XP Amstelveen መጕዓዓዚ ፡  Metro 51    halte;  Marne               Bus  170    Halte:  Startbaan                  ...

ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ፍሉይ በዓል

Image
ናብ  ዝኸበርክሙን ዝኸበርክንን  ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንኩሉ ( ቆልዑ፡ መንእሰያትን ወለድን )  ንዕለት  5 ታሕሳስ  2015   ብሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ኣምስተርዳምን ከባቢኣን  ኣብ ዝተዳለወ ፍሉይ በዓል  ምስና ሓበርኩም ክትውዕሉ ብክብሪ ንዕድም። በዚ ኣጋጣሚ ድማ ፓናቶነ (ናይ ሽኮር ሕብስቲ)  ክሽየጥ ኢዩ። ዕላማ ናይዚ በዓልዚ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት፡ እተሰላስሎ ንጥፈታት ማለት ንመንእሰያት ኣብ ማሕበራዊ፡ ንዋታውን ፋይናንሳውን እተገብሮ ሓገዝ ሓደ ኣካል ኢዩ። መደብ ዝጅምረሉ ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ 23፡30 ኢዩ። ስለዚ ናይዚ ቅዱስ ዕላማ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ብክብሪ ትዕድም።
Image
A public seminar  will be giving  by Professor Tesfai Aradom   in Holland on Saturday the 28th of November 2015.  Professor Tesfai Aradom will give a seminar concerning the Eritrean Culture, Identity and Patriotism. We would like to invite you for this important  event. The seminar will start at 18:00-22:00 Address:   Lange Kleiweg 86,                2288 GR Rijswijk

ድሙቕ በዓል ብመኽንያት ምትእኽኻብ ጋንታ ኣዱሊስ

Image

ድሙቕ በዓል ብመኽንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን

Image