25th Independence day celebration in Holland Get link Facebook X Pinterest Email Other Apps April 20, 2016 Eritrea's Silver Jubilee Independece celebration in The Netherlands A Quarter of Century of Resilence & Development Get link Facebook X Pinterest Email Other Apps Comments
ድሙቕ በዓል መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ሮተርዳም January 31, 2018 ብመኽንያት መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ድሙቕ በዓል ንቀዳም ዕለት 10 ለካቲት 2018 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ተዳልዩ ኣሎ። ኣታዊ ናይዚ በዓልዚ ብሃማድኤ ሆላንድ ኣብ ጢዖ ተታሒዙ ዘሎ ፕሮጀክቲ መዓላ ዝውዕል ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን ( ቅድሚ ሕርሲ ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ ክሳተፎ ብክብሪ ንዕድም። Read more
The 28th Anniversay of Fenkil Operation will be celebrated in Amsterdam January 30, 2018 ብመኽንያት መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ድሙቕ በዓል ንቀዳም ዕለት 10 ለካቲት 2018 ኣብ ኣምስተርዳም ተዳልዩ ኣሎ። ኣታዊ ናይዚ በዓልዚ ብሃማድኤ ሆላንድ ኣብ ጢዖ ተታሒዙ ዘሎ ፕሮጀክቲ መዓላ ዝውዕል ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን (ቅድሚ ሕርሲ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ ክሳተፎ ነዘኻኽር። Read more
Comments
Post a Comment