ብመኽንያት መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ድሙቕ በዓል ንቀዳም ዕለት 10 ለካቲት 2018 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ተዳልዩ ኣሎ። ኣታዊ ናይዚ በዓልዚ ብሃማድኤ ሆላንድ ኣብ ጢዖ ተታሒዙ ዘሎ ፕሮጀክቲ መዓላ ዝውዕል ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን ( ቅድሚ ሕርሲ ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ ክሳተፎ ብክብሪ ንዕድም።
Great photos
ReplyDelete