Internationale Vrouwendag in Amsterdam Get link Facebook X Pinterest Email Other Apps February 24, 2016 ሃማድኤ ጨንፈር ኣምስተርዳም ብመኽንያት ኣብ ድሮ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ናጽነት ኤርትራ ዝጽምበል ዘሎ ፍሉይ በዓል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንክትሳተፉ ንኩሉ ብክብሪ ትዕድም። Get link Facebook X Pinterest Email Other Apps Comments
ድሙቕ በዓል መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ሮተርዳም January 31, 2018 ብመኽንያት መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ድሙቕ በዓል ንቀዳም ዕለት 10 ለካቲት 2018 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ተዳልዩ ኣሎ። ኣታዊ ናይዚ በዓልዚ ብሃማድኤ ሆላንድ ኣብ ጢዖ ተታሒዙ ዘሎ ፕሮጀክቲ መዓላ ዝውዕል ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን ( ቅድሚ ሕርሲ ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ ክሳተፎ ብክብሪ ንዕድም። Read more
The 28th Anniversay of Fenkil Operation will be celebrated in Amsterdam January 30, 2018 ብመኽንያት መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ድሙቕ በዓል ንቀዳም ዕለት 10 ለካቲት 2018 ኣብ ኣምስተርዳም ተዳልዩ ኣሎ። ኣታዊ ናይዚ በዓልዚ ብሃማድኤ ሆላንድ ኣብ ጢዖ ተታሒዙ ዘሎ ፕሮጀክቲ መዓላ ዝውዕል ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን (ቅድሚ ሕርሲ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ ክሳተፎ ነዘኻኽር። Read more
25th Independence day celebration in Holland April 20, 2016 Eritrea's Silver Jubilee Independece celebration in The Netherlands A Quarter of Century of Resilence & Development Read more
Comments
Post a Comment