Posts

ድሙቕ በዓል ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣምስተርዳም

Image

ድሙቕ በዓል መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ሮተርዳም

Image
ብመኽንያት   መበል   28  ዓመት   ዝኽሪ   ስርሒት   ፈንቅል፡   ድሙቕ   በዓል    ንቀዳም   ዕለት 10 ለካቲት   2018  ኣብ   ከተማ ሮተርዳም   ተዳልዩ   ኣሎ። ኣታዊ   ናይዚ   በዓልዚ   ብሃማድኤ   ሆላንድ   ኣብ   ጢዖ   ተታሒዙ   ዘሎ   ፕሮጀክቲ መዓላ   ዝውዕል   ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን ( ቅድሚ ሕርሲ ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ   ክሳተፎ   ብክብሪ ንዕድም።

The 28th Anniversay of Fenkil Operation will be celebrated in Amsterdam

Image
ብመኽንያት  መበል  28  ዓመት  ዝኽሪ  ስርሒት  ፈንቅል፡  ድሙቕ  በዓል   ንቀዳም  ዕለት 10 ለካቲት  2018  ኣብ  ኣምስተርዳም  ተዳልዩ  ኣሎ። ኣታዊ  ናይዚ  በዓልዚ  ብሃማድኤ  ሆላንድ  ኣብ  ጢዖ  ተታሒዙ  ዘሎ  ፕሮጀክቲ መዓላ  ዝውዕል  ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን (ቅድሚ ሕርሲ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ ክሳተፎ ነዘኻኽር።  

ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሮተርዳም

Image
The Eritrean Ambassador to the EU and  to the Beneluxe , Mr.  Negassi   Kasa , will hold an extensive seminar on national, regional and international issues to the public in Rotterdam city. Hence all Eritrean   Nationals living in Rotterdam &  other cities are   invited .

Silver Jubilee Independence Day Anniversary in the Netherlands

Image
The Silver Jubilee Independence Day Anniversary was colorfully celebrated  in the Netherlands  on May 21 in the city of Rijswijk at a national level.   Thousands of Eritreans and friends of Eritrea took part in the celebration with great zeal. The celebration was highlighted by handing over the Independence Torch,  general knowledge competition, cultural and artistic shows  as well as children’s performances. For pictorial report click at the Picture

25th Independence day celebration in Holland

Image
Eritrea's Silver Jubilee Independece celebration in The Netherlands A Quarter of  Century of  Resilence & Development      

GEEN MEDISCHE REMEDIE VOOR FOBIE-LIJDERS

Image
Aan Redactie van NRC Dagblad                                    GEEN MEDISCHE REMEDIE VOOR FOBIE-LIJDERS                                                                                                                 By the Eritrean Media Group in Holland Ik ben een Nederlands staatsburger van Eritrese origine die hier meer dan achtentwintig jaar woont. ...

Internationale Vrouwendag in Amsterdam

Image
ሃማድኤ  ጨንፈር   ኣምስ ተ ርዳም   ብመኽንያት   ኣብ ድሮ ብሩራዊ    ኢዮቤልዩ   ናጽነት ኤርትራ ዝጽምበል ዘሎ  ፍሉይ   በዓል  8 መጋቢት  ኣህጉራዊ  መዓልቲ  ደቂ  ኣንስትዮ  ንክትሳተፉ ንኩሉ  ብክብሪ ትዕድም።  

Warsay School Amstelveen's New Year & X-Mas Celebration

Image

ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማታ ሮተርዳምን ካምፕንን

Image
ብኣምባሳደር   ሃገረ   ኤርትራ ኣብ   ሕብረት   ኣውሮጳን   ተንቃሳቓሲ   ኣምባሳደር   ኣብ   ንግስነት ነዘርላንድን   ኣቶ ነጋሲ ካስ   ንህሉው ኩነታት ሃገርናን   ዞባናን ዝምልከት   ሰፈሕ   ህዝባዊ   ሰሚናር   ከካይድ   ስለዝኾነ   ኩሉኹም   ሃገራውያን   ነበርቲ   ከተማ   ሮተርዳምን   ካምፐንን   ክትሳተፉ   ብኣኽብሮት ንዕድም። The Eritrean Ambassador to the EU and   to the Netherlands, Mr. Negassi Kasa , will hold an extensive seminars on the current affairs of Eritrea to the public in Rotterdam and Kampen cities. Hence all Eritrean   Nationals living in Rotterdam & Kampen are   invited.  

ድሙቕ ዝኾነ ባህላዊ ፌስታ ኣብ ኣምስተልፌን

Image
ብቤት ትምህርቲ   ዋርሳይ ኣምስተልፌን  ንቀዳም ዕለት 9 ጥሪ 2016  (09-01-2016)  ብመኽንያት ሓድሽ  ዓመትን በዓል ልደትን ድሙቕ    ዝኾነ ባህላዊ ፌስታ ተዳልዩ  ኣሎ። ኣብዚ በዓል\ዚ ዝተፈላለዩ መደባት  ንመንእሰያትን  ንዓበይትን ዝኸውን  ባህላዊን ዘመናዊን ሙዚቓ ብወናም ክፍሎም ገ/ልኡል ተዳልዩ ኣሎ። ዝተፈላለየ መኣዛ ዘለዎ  ድራር ተቐሪብልኩም ኣሎ። ዕለት ፡   ቀዳም  9 ጥሪ  2016  (09--01-2016) ዝጅመረሉ ሰዓት ፡   17፡00   (ሰዓት ሓሙሽተ ድ.ቀ.) ዝውድኣሉ ሰዓት ፡   24፡00  (ፍርቂ  ለይቲ) ኣድራሻ ፡   Hermann Wesselink College            Startbaan 3            1185 XP Amstelveen መጕዓዓዚ ፡  Metro 51    halte;  Marne               Bus  170    Halte:  Startbaan                  ...

ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ፍሉይ በዓል

Image
ናብ  ዝኸበርክሙን ዝኸበርክንን  ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንኩሉ ( ቆልዑ፡ መንእሰያትን ወለድን )  ንዕለት  5 ታሕሳስ  2015   ብሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ኣምስተርዳምን ከባቢኣን  ኣብ ዝተዳለወ ፍሉይ በዓል  ምስና ሓበርኩም ክትውዕሉ ብክብሪ ንዕድም። በዚ ኣጋጣሚ ድማ ፓናቶነ (ናይ ሽኮር ሕብስቲ)  ክሽየጥ ኢዩ። ዕላማ ናይዚ በዓልዚ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት፡ እተሰላስሎ ንጥፈታት ማለት ንመንእሰያት ኣብ ማሕበራዊ፡ ንዋታውን ፋይናንሳውን እተገብሮ ሓገዝ ሓደ ኣካል ኢዩ። መደብ ዝጅምረሉ ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ 23፡30 ኢዩ። ስለዚ ናይዚ ቅዱስ ዕላማ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ብክብሪ ትዕድም።
Image
A public seminar  will be giving  by Professor Tesfai Aradom   in Holland on Saturday the 28th of November 2015.  Professor Tesfai Aradom will give a seminar concerning the Eritrean Culture, Identity and Patriotism. We would like to invite you for this important  event. The seminar will start at 18:00-22:00 Address:   Lange Kleiweg 86,                2288 GR Rijswijk

ድሙቕ በዓል ብመኽንያት ምትእኽኻብ ጋንታ ኣዱሊስ

Image

ድሙቕ በዓል ብመኽንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን

Image
Image
Natnael Berhane

The Eritrean Festival in Holland 2015

Image
Image
ግንባር ጀነቫ        ገብረ ፍስሓጽዮን (ሆላንድ) ከምዚ ሕጂ  ዝነፍስ ዘሎ ንፋስ ዝእምቶ፡  ሓድሽ ዝኾነ ሰላሕታ ወራር ብሸነኽ ግንባር ጀነቫ ፈለኽ ይብል ከምዘሎ ኢዩ። ነዚ ብጉልባብ "ሰብኣዊ መሰላት" ዝተኽፍተ ግንባር ንምብዳህ ናይ ኣሻሓታት ኪሎ ሜተራት ጉዕዞ  ክድልይ ኢዩ። መሰረታዊ ትርጉም ሰብኣዊ መሰል ደቂ ሰባት ክባሃል ከሎ እንታይ ወይ ከመይ ኢዩ? መጀመርታ ሓደ  ህዝቢ  ጽሩይ ማይ፡ መጽለሊ፡ መባእታዊ ሕክምናዊ እጎልጉሎት፡ ዝተረጋግአ ሰላም ምስ ዝህልውን ከምኡውን ማዕረ ዝኾነ ኩለንተናዊ ማሕበራዊ እጎልጉሎት ምስ ዝረክብ ኢዩ መሰረታዊ ዝኾነ ሰብእዊ መሰሉ ተሓሊሉ ክንብል ንኽእል። ንእብነት ክንደይ ሚእታዊ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ናይ ጽሩይ ማይ ዕድል ዝረክብ? ኣብ ኤርትራ ዝርግሐ ናይ ጽሩይ ማይ ልዕሊ 85% በጺሑ ኣሎ። ነዚ ድማ ባዕሉ ናይ ሕቡራት ሃገራት ኣካል ዝኾነ UNDP ዝምስክሮ ኢዩ። ሃገር ንምክልኻልን ልእላውነት ሃገር ንምውሓስን ከምኡውን ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ዘይንቡር ኣካይዳ ምኻድ ናይ ግድን ኮይኑ ክሳብ መሰዋእቲ ዝሓትት ዋጋ ናይ ምኽፋል እጋጣሚ ክህልው ይከኣል ኢዩ። ናብ ዘይንቡር ኣካይዳ ንምኻድ ዝድፍኡ ነገራት ዝተፈላለዩ ተጻብኦታትን እገዳን ኢዩም። ካብይ ብምብጋስን ንምንታይ ዕላማን እዩ፡ እዚ ብወ/ሮ ሸይላ ዝምራሕ ናይ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን፡ ንሰብኣዊ መሰል ንኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ህዝባ ትግህስ ኣላ ብምባል ክጥቀንዋ ዝፍተን ዘሎ። ሓደ ካብቲ ዘገርም ሃገራዊ ኣጎልጉሎት ንዘይተወሰነ ኣዋርሕ ወይ ዓመታት ተናዊሑ ዝብል ኮይኑ፡ ክናዋሕ ዘገደደ መኽንያት ንጎኒ ብምጉሳይ ኢዩ እዚ ክሲ ዝቐርብ ዘሎ። ክአምኡ...

መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ሆላንድ

Image

Eritrea's 24th Independence Anniversary Day was celebrated colourfully in Holland

Image
Eritreans living accros  in the Netherlands have celebrated Eritrea's 24th Independence Anniversary Day on the 24th of May 2015 at the city of Rijswijk, the Netherlands in patriotic spirit and with great enthusiasm.    ኤርትራዉያን ነበርቲ ከተማታት ሆላንድ መበል 24 ዓመት በዓል ናጽነት “ ልምዓት ብጽንዓት ‘’ ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ ንባህልን መንነትን ሃገርና ብዘንጸባርቅ ሃገራዊ ስኒትን ጥምረትን ኤርትራዉያን ብዘድመቐ ዉዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ተጸምቢሉ ዉዒሉ።