Posts

Showing posts from November, 2015

ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ፍሉይ በዓል

Image
ናብ  ዝኸበርክሙን ዝኸበርክንን  ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንኩሉ ( ቆልዑ፡ መንእሰያትን ወለድን )  ንዕለት  5 ታሕሳስ  2015   ብሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ኣምስተርዳምን ከባቢኣን  ኣብ ዝተዳለወ ፍሉይ በዓል  ምስና ሓበርኩም ክትውዕሉ ብክብሪ ንዕድም። በዚ ኣጋጣሚ ድማ ፓናቶነ (ናይ ሽኮር ሕብስቲ)  ክሽየጥ ኢዩ። ዕላማ ናይዚ በዓልዚ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት፡ እተሰላስሎ ንጥፈታት ማለት ንመንእሰያት ኣብ ማሕበራዊ፡ ንዋታውን ፋይናንሳውን እተገብሮ ሓገዝ ሓደ ኣካል ኢዩ። መደብ ዝጅምረሉ ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ 23፡30 ኢዩ። ስለዚ ናይዚ ቅዱስ ዕላማ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ብክብሪ ትዕድም።
Image
A public seminar  will be giving  by Professor Tesfai Aradom   in Holland on Saturday the 28th of November 2015.  Professor Tesfai Aradom will give a seminar concerning the Eritrean Culture, Identity and Patriotism. We would like to invite you for this important  event. The seminar will start at 18:00-22:00 Address:   Lange Kleiweg 86,                2288 GR Rijswijk