Posts

Showing posts from 2015

ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማታ ሮተርዳምን ካምፕንን

Image
ብኣምባሳደር   ሃገረ   ኤርትራ ኣብ   ሕብረት   ኣውሮጳን   ተንቃሳቓሲ   ኣምባሳደር   ኣብ   ንግስነት ነዘርላንድን   ኣቶ ነጋሲ ካስ   ንህሉው ኩነታት ሃገርናን   ዞባናን ዝምልከት   ሰፈሕ   ህዝባዊ   ሰሚናር   ከካይድ   ስለዝኾነ   ኩሉኹም   ሃገራውያን   ነበርቲ   ከተማ   ሮተርዳምን   ካምፐንን   ክትሳተፉ   ብኣኽብሮት ንዕድም። The Eritrean Ambassador to the EU and   to the Netherlands, Mr. Negassi Kasa , will hold an extensive seminars on the current affairs of Eritrea to the public in Rotterdam and Kampen cities. Hence all Eritrean   Nationals living in Rotterdam & Kampen are   invited.  

ድሙቕ ዝኾነ ባህላዊ ፌስታ ኣብ ኣምስተልፌን

Image
ብቤት ትምህርቲ   ዋርሳይ ኣምስተልፌን  ንቀዳም ዕለት 9 ጥሪ 2016  (09-01-2016)  ብመኽንያት ሓድሽ  ዓመትን በዓል ልደትን ድሙቕ    ዝኾነ ባህላዊ ፌስታ ተዳልዩ  ኣሎ። ኣብዚ በዓል\ዚ ዝተፈላለዩ መደባት  ንመንእሰያትን  ንዓበይትን ዝኸውን  ባህላዊን ዘመናዊን ሙዚቓ ብወናም ክፍሎም ገ/ልኡል ተዳልዩ ኣሎ። ዝተፈላለየ መኣዛ ዘለዎ  ድራር ተቐሪብልኩም ኣሎ። ዕለት ፡   ቀዳም  9 ጥሪ  2016  (09--01-2016) ዝጅመረሉ ሰዓት ፡   17፡00   (ሰዓት ሓሙሽተ ድ.ቀ.) ዝውድኣሉ ሰዓት ፡   24፡00  (ፍርቂ  ለይቲ) ኣድራሻ ፡   Hermann Wesselink College            Startbaan 3            1185 XP Amstelveen መጕዓዓዚ ፡  Metro 51    halte;  Marne               Bus  170    Halte:  Startbaan                                           ብድሓን ምጹ             ቤ/ት  ዋርሳይ ኣምስተልፌን

ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ፍሉይ በዓል

Image
ናብ  ዝኸበርክሙን ዝኸበርክንን  ብመኽንያት ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንኩሉ ( ቆልዑ፡ መንእሰያትን ወለድን )  ንዕለት  5 ታሕሳስ  2015   ብሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ኣምስተርዳምን ከባቢኣን  ኣብ ዝተዳለወ ፍሉይ በዓል  ምስና ሓበርኩም ክትውዕሉ ብክብሪ ንዕድም። በዚ ኣጋጣሚ ድማ ፓናቶነ (ናይ ሽኮር ሕብስቲ)  ክሽየጥ ኢዩ። ዕላማ ናይዚ በዓልዚ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት፡ እተሰላስሎ ንጥፈታት ማለት ንመንእሰያት ኣብ ማሕበራዊ፡ ንዋታውን ፋይናንሳውን እተገብሮ ሓገዝ ሓደ ኣካል ኢዩ። መደብ ዝጅምረሉ ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ 23፡30 ኢዩ። ስለዚ ናይዚ ቅዱስ ዕላማ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ሽማግለ ወለዲ ደገፍ ንመንእሰያት ብክብሪ ትዕድም።
Image
A public seminar  will be giving  by Professor Tesfai Aradom   in Holland on Saturday the 28th of November 2015.  Professor Tesfai Aradom will give a seminar concerning the Eritrean Culture, Identity and Patriotism. We would like to invite you for this important  event. The seminar will start at 18:00-22:00 Address:   Lange Kleiweg 86,                2288 GR Rijswijk

ድሙቕ በዓል ብመኽንያት ምትእኽኻብ ጋንታ ኣዱሊስ

Image

ድሙቕ በዓል ብመኽንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን

Image
Image
Natnael Berhane

The Eritrean Festival in Holland 2015

Image
Image
ግንባር ጀነቫ        ገብረ ፍስሓጽዮን (ሆላንድ) ከምዚ ሕጂ  ዝነፍስ ዘሎ ንፋስ ዝእምቶ፡  ሓድሽ ዝኾነ ሰላሕታ ወራር ብሸነኽ ግንባር ጀነቫ ፈለኽ ይብል ከምዘሎ ኢዩ። ነዚ ብጉልባብ "ሰብኣዊ መሰላት" ዝተኽፍተ ግንባር ንምብዳህ ናይ ኣሻሓታት ኪሎ ሜተራት ጉዕዞ  ክድልይ ኢዩ። መሰረታዊ ትርጉም ሰብኣዊ መሰል ደቂ ሰባት ክባሃል ከሎ እንታይ ወይ ከመይ ኢዩ? መጀመርታ ሓደ  ህዝቢ  ጽሩይ ማይ፡ መጽለሊ፡ መባእታዊ ሕክምናዊ እጎልጉሎት፡ ዝተረጋግአ ሰላም ምስ ዝህልውን ከምኡውን ማዕረ ዝኾነ ኩለንተናዊ ማሕበራዊ እጎልጉሎት ምስ ዝረክብ ኢዩ መሰረታዊ ዝኾነ ሰብእዊ መሰሉ ተሓሊሉ ክንብል ንኽእል። ንእብነት ክንደይ ሚእታዊ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ናይ ጽሩይ ማይ ዕድል ዝረክብ? ኣብ ኤርትራ ዝርግሐ ናይ ጽሩይ ማይ ልዕሊ 85% በጺሑ ኣሎ። ነዚ ድማ ባዕሉ ናይ ሕቡራት ሃገራት ኣካል ዝኾነ UNDP ዝምስክሮ ኢዩ። ሃገር ንምክልኻልን ልእላውነት ሃገር ንምውሓስን ከምኡውን ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ዘይንቡር ኣካይዳ ምኻድ ናይ ግድን ኮይኑ ክሳብ መሰዋእቲ ዝሓትት ዋጋ ናይ ምኽፋል እጋጣሚ ክህልው ይከኣል ኢዩ። ናብ ዘይንቡር ኣካይዳ ንምኻድ ዝድፍኡ ነገራት ዝተፈላለዩ ተጻብኦታትን እገዳን ኢዩም። ካብይ ብምብጋስን ንምንታይ ዕላማን እዩ፡ እዚ ብወ/ሮ ሸይላ ዝምራሕ ናይ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን፡ ንሰብኣዊ መሰል ንኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ህዝባ ትግህስ ኣላ ብምባል ክጥቀንዋ ዝፍተን ዘሎ። ሓደ ካብቲ ዘገርም ሃገራዊ ኣጎልጉሎት ንዘይተወሰነ ኣዋርሕ ወይ ዓመታት ተናዊሑ ዝብል ኮይኑ፡ ክናዋሕ ዘገደደ መኽንያት ንጎኒ ብምጉሳይ ኢዩ እዚ ክሲ ዝቐርብ ዘሎ። ክአምኡውን ሃገራዊ እገልግሎት ናብቲ ንቡር ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን (18 ኣዋርሕ) ከ

መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ሆላንድ

Image

Eritrea's 24th Independence Anniversary Day was celebrated colourfully in Holland

Image
Eritreans living accros  in the Netherlands have celebrated Eritrea's 24th Independence Anniversary Day on the 24th of May 2015 at the city of Rijswijk, the Netherlands in patriotic spirit and with great enthusiasm.    ኤርትራዉያን ነበርቲ ከተማታት ሆላንድ መበል 24 ዓመት በዓል ናጽነት “ ልምዓት ብጽንዓት ‘’ ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ ንባህልን መንነትን ሃገርና ብዘንጸባርቅ ሃገራዊ ስኒትን ጥምረትን ኤርትራዉያን ብዘድመቐ ዉዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ተጸምቢሉ ዉዒሉ።

Eritrea's the 24th independence day anniversary

Image
 The 24th Eritrea's independence day anniversary  will be celebrated colourful in the city Rijswijk, the Netherlands.                  de 24ste Eritrea onafhankelijkheidsdag jubileum zal kleurrijke worden gevierd in de stad Rijswijk, Nederland. መበል 24   ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብክብ ዝበለ ማዕረግ ኣብ ሆላንድ ብሃገር ደረጃ ክኽበር ኢዩ። ዕለት፡  ሰንበት 24 ግንቦት 2015 ቦታ፡ Event Plaza       ኣድራሻ፡          Lange Kleiweg 86                            2288 GR RIJSWIJK
Image
ኣስተምህሮ ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራ ካብ 1941 ክሳብ 1991 ኣብ መሉእ ኤርትራ ኣብ ሰብን ንብረትን ናይ ዝወረደ መግዛእታዊ ግፍዕታትን ዕንወትን ዝርዝር ታሪኽ። ናይዚ ንብሎ ዘሎና ኣርእስት ዘቅርበልና  ተማራማርን ተራኽን ጀነራል ዳይርክተር፡ ፕሮጀክቲ ታሪኽ ምስናድ ግፍዕታት ጸላኢ ኣብት ትሕቲ ምምርምርን ሰነዳትን ህ.ግ.ድ.ፍ ፡ ገዲም ተጋዳላይ  ኢዩ።

ተጻባእቲ ባእታት ብትንግርታዊ ሓሶት ዝምርቕኑ

                                                                                             ንገለ ሰባት መርቂኖም ኣለዉ ክንብሎ ም ከሎና ንግዝያዊ ስሚዒቶም ዘርውይ ታሕጕስ ክረኽቡ ከለዉ ኢዮ።  ንኣብነት ከም በዓል ዕጸ-ፋርስ፡ ኣብ casino  ብምኻድ ምቑማር፡ ዘስካሕክሕ  ኣብ ልዕሊ ሰባት ግፍዒ ምፍጻምን  ብዛዕባ ካልኦት ሰባት ወይ ትካላት ወይ ሃገራት ሓሶት ብምዝርጋሕን ምጽላምን ወይ ምክፋእ ገለ ካብቶም  ንደቂ ሰባት ግዚያዊ ታሓጕስ ብምፍጣር ክምርቕኑ ካብ ዝገብሮም ሓደገኛ ነገራት ኢዮም። እዚ ከምዚ ዓይነት ጠባይ ርእሱ ዝኸኣለ ሕማም ኮይኑ ኣብ ሕብረተሰብ ብዙሕ ማሕበራዊ ጸገማት ከምዘምጽእ ንኹሉ ሰብ ርዱእ ኢዩ። ኣብዚ ጽሑፍ'ዚ ኣተኩሮ ክንገብረሉ ዘድልይ፡ ብዛዕባ ኤርትር  ጽውጽዋይ  ወይ ናይ ሓሶት ፈጠራዊ ሓበሬታ ብምዝርጋሕ ብዛዕባ ዝምርቕኑ ሰባት ኢዩ። ሓደ ናይ ቀረባ ኣብነት፡ ብዛዕባ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ዝተዘርግሐ ናይ ቮሊቦል ጠባይ ዘለዎ  ናይ ቐትሪ ሕልሚ ዝኾነ ናይ "ሓሶት" ዜና ኢዩ። ናይ ወያኔ ናይ  ዜና ማዕከናት፡ ትግራይ ኦን ላይን መርበብ ሓበሬታ (Tigray online)፡ ሬድዮ ኤሬና፡ ሬድዮ ወጋሕታ፥ መርበብ ሓበሬታ ኣሰናን ካልኦትን ስራሕ ጽዕቕወን ከዕለብጣ እየን  ተራእየን። ብዛዕባ ብሻ  ፈጠራዊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ፡ ከምኡ'ውን ገለ ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ  ቦታታት ኤርትራ ደብዳብ ከምዘካየዳ ዝሕብር፡ ዘይእመንን ዘገርምን ሓበሬታ እናተቃባበላ ክዝርግሓ ቐንየን ኢየን። ነዳይ ናይ ልቡ ይሓልም ከምዝብሃል፡ ነዚ ከምዚ ዓይነት ተርእዮ ብዝሑ ትርጉም  ከይተዋህቦ፡ መድሃኒት ዘይብሉ ሕማም ክባሃል ጥራሕ ኢዩ ዝከኣል።  ኣብ 

ድሙቕ በዓል ብመኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም

Image

25th Anniversary Fenkil Operation Celebration in Amsterdam

Image
The Second Battle of Massawa (aka. Operation Fenkil) took place in 1990 in and around the coastal city of Massawa, Eritrea. This offensive, which was aimed to liberate Massawa city,  was also called the Fenkil Operation and It was Eritrean People's Liberation Front (EPLF) biggest attack on the Ethiopian army, both on land and at sea. The battle which was started on the 8th of February, 1990; lasted for three days. The surprise attack stunned the Ethiopian army that was one of the largest armies in Africa. During this offensive, the  entire force of the army in the coastal area was totally crushed.   On the occasion on the 25th Anniversary of Fenkil Operation,  the youth association YPFDJ Amsterdam chapter jointly with the women's association NUEW Amsterdam chapter organized a colourful and cultural feast in Amsterdam city.   Date: February 7, 2015 Time: 16:00 to 12:00 Place: Zeeburgerdijk 19- 21             Amsterdam Awet Nhafash YPFDJ &  NUEW chapte