The 28th Anniversay of Fenkil Operation will be celebrated in Amsterdam


ብመኽንያት  መበል  28  ዓመት  ዝኽሪ  ስርሒት  ፈንቅል፡  ድሙቕ  በዓል  

ንቀዳም  ዕለት 10 ለካቲት  2018  ኣብ  ኣምስተርዳም  ተዳልዩ  ኣሎ። ኣታዊ  ናይዚ  በዓልዚ  ብሃማድኤ  ሆላንድ  ኣብ  ጢዖ  ተታሒዙ  ዘሎ  ፕሮጀክቲ መዓላ  ዝውዕል  ኢዩ። ብሃማድኤ ሆላንድ ዝምወል ናይ ጢዖ ፕሮጀክቲ ንነብሰጾራት መጽንሕን (ቅድሚ ሕርሲ) መሕረስን ዘገልግል ማእከል ጥዕና ንምህናጽ ኢዩ። ስለዚ ነዚ ቅዱስ ዕላማ ንምዕዋት ኩሉ ክሳተፎ ነዘኻኽር።

 

Comments

Popular posts from this blog

Het thema van de Eritrese Festival Holland